ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማሪሾን ዘቲዮም

30


 

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/15/ 2016 /ኢዜአ/ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ምስ ኣምናሳደር ፈረንሳ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማሪሾን ዘቲዮም።

እቲ ዘተ፥ ኣብ ጉዳያት ኢኮኖሚ፣ ኢንቨስትመንት፣ ግብርና፣ ኢነርጂ፣ ባህሊ፣ ቋንቋን ካልኦት ዛዕባታትን ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብ ቀፃሊ ኣብ ሓበራዊ ዛዕባታት ሓቢርካ ንምስራሕ ምስምምዖም እሮም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ገሊፆም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም