ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ሕዝብታት ኢትዮጵያ ልዕሊ 341 ሚሊየን ፈልሲ ይዳሎ ኣሎ




 

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/14/ 2016 /ኢዜአ/ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ሕዝብታት ኢትዮጵያ ልዕሊ 341 ሚሊየን ፈልሲ ይዳሎ ከምዘሎ ተሓቢሩ።

እቲ ፈልሲ ንናይ ሎሚ ዘበን ልምዓት ሓምለዋይ ኣሰር ዝውዕል ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ሓላፊ ቁፅፅር ምዕበለ ደኒ፣ ሓለዋ ከባቢን ለውጢ ከባብያዊ አየርን እቲ ክልል ኣስራት ገብረማሪያም (/) (/) መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ካብ ዝጀመረሉ እዋን ጀሚሩ ኣብቲ ክልል ፍሉይ ጠመተ ብምሃብ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም።

ስለዝኾነ ኣብቲ ክልል ልዕሊ 341 ሚሊየን ፈልሲ ይዳሎ ኣሎ ከብሉ ገሊፆም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም