ኣርሰናል ኣብ መበል 34 ሰሙን ፀወታ ፕሪሜየር ሊግ እንግሊዝ ናብ መሪሕነት ተመሊሱ

123


 

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/13/ 2016 /ኢዜአ/ትማሊ ምሽት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፕሪሜየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሴናል ናብ መሪሕነት ዘምፅኦ ዓወት ኣብ ልዕሊ ወልቭስ ኣመዝጊቡ።

ናብ ስታድየም ሞሊኒክስ ብመምራሕ ምስ ወልቭስ ዝገጠመ ኣርሰናል፥ ሊሃንድሮ ትሮሳርድን ማርቲን ኦዲጋርድን ብዘመዝገብወን ሽቶታት ኢዩ 2 ን 0 ተዓዊቱ።

ብመሰረት እዚ ኣርሴናል ነጥቡ ናብ 74 ክብ ብምባል ናብ መሪሕነት ተመሊሱ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም