ኢትዮጵያ ተፍሪ 10 ኪሜ ናይ ጎዳና ጉያ ኣብ መስቀል ኣደባባይ እናተሳለጠ እዩ - ኢዜአ ትግርኛ
ኢትዮጵያ ተፍሪ 10 ኪሜ ናይ ጎዳና ጉያ ኣብ መስቀል ኣደባባይ እናተሳለጠ እዩ

ኢትዮጵያ ተፍሪ 10 ኪሜ ናይ ጎዳና ጉያ ኣብ መስቀል ኣደባባይ እናተሳለጠ እዩ።
ዓላማ እቲ ጉያ ብአውራ ኣብ ፓርክ ኢንዳስትሪ ኢትዮጵያ ፈርዮም ንዓለም ለኸ ክለባት ዝቐርቡ ዕጥቅታት ስፖርትንምፍላጥ እዩ።