ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ጒያ 5 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊቱ - ኢዜአ ትግርኛ
ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ጒያ 5 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/12/ 2016 /ኢዜአ/ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ጒያ 5 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊቱ።
እቲ ኣትሌት፥ 12:58.96 ብምእታው ነቲ ርቐት ብቐዳምነት ከምዝዛዘሞ ተገሊፁ።
ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ብመሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ ብዙሓት ዓወታት ብምምዝጋብ ዝፍለጥ ኣትሌት ኢዩ።