ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሃዋሳ ኣትዮም

39


 

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/12/ 2016 /ኢዜአ/ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ሃዋሳ ኣትዮም።

ብተወሳኺ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ናብታ ከተማ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ።

እቶም ሰብ መዚ መንግስቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሃዋሳ እንትበፅሑ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እቶም ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ፃንሒቶም፥ ኣብ ስራሕቲ መርሃ ግብሪ ሌማት ትሩፋት ክምልከቱ እዩም  ተባሂሉ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም