ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዓውደ ምርኢት ስታርት ኣፕ ዑደት ገይሮም

154



 

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/11/ 2016 /ኢዜአ/ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ሳይንስ ሙዝየም ዝተኸፈተ ዓውደ ምርኢት ስታርት ኣፕ ዑደት ገይሮም።

ኣብቲ ዑደት ካብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ብተወሳኺ ዋና ዳይሬክተር ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ወርቁ ጋቸና ተረኺቦም።

30 መጋቢት ኣብ ዝጀመረን ክሳብ 20 ሚያዝያ 2016 . ዝፀንሕን ዓውደ ምርኢት÷ ካብ 900 ዝበዝሑ ስታርት ኣፕ ስራሕቶም ኣቕሪቦም።

ቀዳማይ ደረጃ፣ ቀዳማይ ደረጃ ዝተሳገሩን ናብ ዕዳጋ ናይ ምብፃሕ ደረጃ ዝበፅሑን ስታርት ኣፓት እውን ስራሕቶም ንምርኢት ኣቕሪቦም።

ኣብቲ ዑደት ካብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ብተወሳኺ ዋና ዳይሬክተር ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ወርቁ ጋቸና ተረኺቦም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም