ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ኬኒያ ብሓደጋ ነፋሪት ህይወቶም ስኢኖም

120

 

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/11/ 2016 /ኢዜአ/ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ኬኒያ ጄኔራል ፍራንሲስ ኦጎላ ብሓደጋ ነፋሪት ህይወቶም ስኢኖም።

ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ ነቲ ሓደጋ ስዒቡ ህፁፅ ኣኼባ ከምዝፀውዑ ቴሌቪዥን እታ ሃገር አፍሊጡ

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም