ቤተልሔም ወልዴ ኣብ ሻምፒዮና ቦክሲንግ ኣፍሪካ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/10/ 2016 /ኢዜአ/ቤተልሔም ወልዴ ኣብ ሻምፒዮና ቦክሲንግ ኣፍሪካ ኣብ ልዕሊ መጋጥምታ ዓወት ቐኒዕዋ

እቲ ተጓሳጢት ኣብ ካልኣይ ዙር ከቢድ ሚዛን ብምዕራፍ ብውሳነ ዳይና ከምዝተዓወተት ተገሊፁ።

ኣብ ምድብ ደቂ ተባዕቲዮ፥ ኢትዮጵያ በምውካል ዝተሳተፉ ኣቡዱሰላም ኣቡበከር፣ ኣቡበከር ሰፋንን ኤርሚያስ መስፍንን ክምዝተስዓሩ ኣብ ፌዴሬሽን ጉስጢት ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም