ኣምባሳደር ማህሌት ሃይሉ ደብዳበ ሹመተን ናብ ፕሬዝዳንት ፖርቹጋል ማርሴሎ ሬቤሎ ዳ ሱዛ ኣቕሪበን

29


 

አዲስ አበባ/ሚያዚያ/9/2016/ኢዜአ/ኣምባሳደር ማህሌት ሃይሉ ተቐማጥነተን ኣብ ፓሪስ ኾይኑ ኣብ ፖርቹጋል በዓልቲ ምሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኾይነን ንዝተሾማሉ ደብዳቤ ናብ ፕሬዝዳንት ሪፐብሊክ ፖርቹጋል ማርሴሎ ሬቤሎ ሱዛ ኣቕሪበን።

ንዲፕሎማሲያዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብኢንቨስትመንት፣ ንግዲ፣ ቱሪዝም፣ ባህልን ህዝባዊ ምትእስሳርን ንምጥንኻር ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ፖርቹጋል ዘተ ኣሳሊጠን።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም