ኢትዮጵያ ኣብ ምድረኸ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኤጄንሲ ዝሕደስ ሓይሊ ትሳተፍ ኣላ

38

 

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/9/ 2016 /ኢዜአ/መበል 14 ዓለም ለኸ ጉባኤ ኤጄንሲ ዝሕድስ ሓይሊ ሎሚ  ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ከተማ ኣቡ ዳቢ ተጀሚሩ፡፡

ኣብቲ ምስ ዝሕደስ ሓይሊን  ለውጢ ከባብያዊ አየርን ብዝምልከት ብርክት ዝበሉ ፀብፃባት ኣብቲ ጉባኤ ቀሪቦም ዘተ ከምዝግበረሎም ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ኣብቲ ጉባኤ÷ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (/ /) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ዑመር ሁሴን (/) ንኢትዮጵያ ብምውካል ተሳቲፎም፡፡

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም