ኣብ ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ትኹረት ዝገበረ ‘ኣስተውሎት’ ዝተብሃለ ፊልም ተመሪቑ

85



 

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/8/ 2016 /ኢዜአ/ኣብ ዙሪያ ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ትኹረት ዝገበረ ኣስተውሎት ዝተብሃለ ፊልም ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (/) ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።

ብኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ሰውኛ ፕሮዳክሽንን ኢንተርቴይመንት ኣቢሉ ዝተሰናደአ ፊልም ኣስተውሎት’÷ ንፈለማ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሰርሑ ሮቦታትን ሰባትን ብጥምረት ዝሰርሑዎ ፊልም ኢዩ ተባሂሉ፡፡

እቲ ፊልም ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ተመስሪቱ ዝተሰርሐ ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ።

ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ወርቁ ጋቸና (/)÷ እቲ ፊልም ዝሐሸ ፅባሕ ንኽንርኢ ሎሚ ካብ ፅባሕ ብዝሓሸ መልክዑ ንኽንነብር ዝሕግዝ ኢዩ ኢሎም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም