ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ተዓፂዮም ዝፀንሑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ኮይኖም-ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ

33

አዲስ አበባ/ሚያዚያ/8/2016/ኢዜአ/ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ተዓፂዮም ዝፀንሑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ከምዝኾኑ ፖሊስ ኣፍሊጡ።

ብመሰረት እዚ፦

ካብ ደጃች ውቤ ብኣፍንጮ በር ናብ ራስ መኮንን ድልድል

ካብ ባሻወልዴ ችሎት ብቱሪስት ሆቴል ራስ መኮንን ድልድል ኣፍንጮ በር

ካብ ዳኑ ሆስፒታል ክሳብ ቱሪስት ሆቴል ብምውፃእ ናብ ራስ መኮንን ድልድል ኣፍንጮ በር

ብምምሕዳር ኣራዳ ናብ ዳኑ ሆስፒታል መውረዲ ብሓደ ኣንፈት ጥራሕ ኣሽከርከርቲ ክጥቀሙ ከምዝኸሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም