ንባዓል ሸዋል ዒድ ምኸንያት ብምግባር ዝተዳለወ ፌስቲቫልን ዓውደ ራእይ ባህሊን አብ ከተማ ሐረር ተኸፊቱ




 

ሐረር/ ሚያዚያ/ 8/2016(ኢዜአ)- ንባዓል ሸዋል ዒድ ምኸንያት ብምግባር ዝተዳለወ ፌስቲቫልን ዓውደ ራእይ ባህሊን አብ ከተማ ሐረር ሎሚ ተኸፊቱ።

ፌስቲቫልን ዓውደ ራእይ ባህሊን ዝተኸፍተ ርዕሰ ምምሕዳር ክልል ሐረሪ አይተ ኦርዲን በድሪ፣ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን አይተ ቀጄላ መርዳሳን ሚኒስትር ቱሪዝም አምባሳደር ናሲሴ ጫሊ አብ ዝተረኸብሉ እዩ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም