ዩኒቨርሲቲ ጅማ ዘሰልጠኖም ተምሃርኡ ኣመሪቑ

26


 

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዚያ/5/ 2016 /ኢዜአ/ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላላዩ ዓውደ ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተምሃርኡ ኣመሪቑ።

እቶም ተመረቕቲ ተምሃሮ ቁፅሮም 778 እንትኾኑ፥ ካብ ሞንጎ እቶም ተመረቐቲ ብሳልሳይ ዲግሪ ን፣  ካልኣይ ዲግሪን  ትምህርቶም ዝተኸታተሉ ይርከብዎም

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም