ዝኸሪ ዓዎት ዓድዋ ተርሚናል አውቶብስን ፕላዛታት ዓድዋን ንአገልግሎት ህዝቢ ክፉት ኮይኑ -- ከንቲባ አዳነች አቤቤ

33





 

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/4/ 2016 /ኢዜአ/ዝኸሪ ዓዎት ዓድዋ ተርሚናል አውቶብስን ፕላዛታት ዓድዋን ንአገልግሎት ህዝቢ ክፉት ከምዝኮነ ምምሕዳር ከተማ አዲስ አበባ አፍሊጡ

እቲ ተርሚናል ተገልገልቲ ካብ ፀሓይን ዝናብን ካብ ምክልኻል ብተወሳኺ ድሕንነት ተሳፈርቲ ብዝበለፀ ንምሕላው ዘኽአል ካሜራ ድሕንነት ዝተገጠመሉን መዕረፊ ሰባት ዘለዎን ከምዝኾነ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳናች ኣቤቤ ኣብሪሀን።

እቶም ፕላዛታት እውን ነባሪ እታ ከተማ ከንደይ ዝኣክል ሓበራዊ መገልገሊታትን መዘናግዕታትን ከምዝደሊ ዘርእይ ከምዝኾነ ገሊፀን።

ከፊሎም ምእታው ዘይኽእሉ ትሑት ኣታዊ ዘለዎም ክፋላት ሕብረተሰብ ነበርቲ እታ ከተማ ከምዚ ኣብ ዝበሉ ሓበራዊ መገልገሊታት ነክህደሱን ክጥቀሙን እንተለዉ ምርኣይ ከምዘሐጉስ ተዛሪበን።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም