ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት ብፍቕሪን ሕብረትን ንኽኽበር ንዘተሓባበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪበን

172


 

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/2/ 2016 /ኢዜአ/ከንቲባ ርእሰ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብፍቕሪን ሕብረትን ንኽኽበር ንዘተሓባበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪበን።

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፤ ሎሚ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብፍቕሪን ሕብረትን ብድምቀት ተኸቢሩ ኢለን።

እዚ ንዘተሓባበርኩም ኣካላት ብሽመይን ብሽም እቲ ምምሕዳር ከተማን ልባዊ ምስጋናይ የቅርብ ክብላ ገሊፀን።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም