አይተ አደም ፋራህ እንኳዕ ን1445 ባዓል ዒድ አልፈጥር ብሰላም አብፀሓኩም ክብሉ መልእክቲ ሰናይ አማሓላሊፎም

112

አዲስ አበባ/ ሚየዝያ/ 2/2016/ኢዜአ/ ሓላፊ ቤት ፅሕፈትን ምኸትል ፕረዝዳንት ፓርቲ ብልፅግናን አይተ አደም ፋራህ እንኳዕን1445 ባዓል ዒድ አልፈጥር ብሰላም አብፀሓኩም ክብሉ መልእክቲ ሰናይ አማሓላሊፎም ።

ባዓል ዒድ አልፈጥር ናይ ሰላም ፍቐሪ ናይ ምትሕስሳብን ሓድነትን ንክኸውን ካብ ልቢ እምነ ክብሉ  እውን ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም