ኣብ ክልል ሃረሪ መበል 1445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብድምቀት ተኸቢሩ

31




 

አዲስ አበባ/ሚያዝያ/2/2016/ኢዜአ/ኣብ ክልል ሃረሪ መበል 1445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ሃረር ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኦርዲን በድሪ ኣብ ዝተረኸብሉ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት እናተኸበረ ይርከብ።

ኢማም መስጊድ ጁምዓ ሃረሪ ሼኽ ሙክታር ሙባረክ ህዝበ እስልምና ነቲ በዓል እቲ ሃይማኖት ብዝአዘዞ መሰረት ንፅጉማት ወገናት ብምድጋፍን ሕብረት ብምጥንኻርን ምሕላፍ ይግባእ ኢሎም።

ሰላምን ልምዓትን ሃገር ንክጠናኸር ትኩረት ሂብካ ምንቅስቓስ ወሳኒ ምዃኑ ኣዘኻኺሮም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም