ከንቲባ ኣዳነች አቤቤ ንብዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

83

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/2/ 2016 /ኢዜአ/ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ መበል 1 ሺሕን 445 ብዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።

ኣብ መልእኽተን፥ እቲ በዓል ብሕውነት ዝደመቐ ሓድነትን ፍቕሪን ዝምዕብለሉ ንክኸውን ተመኒየን።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም