ስነ ስርዓት ሶላት መበል 1 ሺሕን 445 ብዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ኣብ ከተማ ጋምቤላ ይኽበር ኣሎ

31



 ስነ ስርዓት ሶላት መበል 1 ሺሕን 445 ብዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ኣብ ከተማ ጋምቤላ ይኽበር ኣሎ።

ሰዓብቲ እቲ እምነት ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት የኽብርዎ ከምዘለዉ ካብ ጉዳያት ኮሚኒክሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም