መበል 1445 በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ኣብ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ

25




 

መበል 1445 በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ኣብ ከተማ መቐለ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።

ብርክት ዝበሉ ሰዓብቲ እቲ እምነት ነቲ በዓል ንምብዓል ናይ ዒድ ሶላት ኣብ ጎደና ሰማእታት የካይዱ ኣለዉ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም