ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ፍቼ ጨምበላላ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን - ኢዜአ ትግርኛ
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ፍቼ ጨምበላላ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ/ መጋቢት/28/ 2016 /ኢዜአ/ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል መለወጢ ዘበን ፍቼ ጨምበላላ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን።
እተን ከንቲባ ኣብ መልእኽተን÷ “እቲ በዓል ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኣጠናኺርና ብሓባር ደው ብምባል ተረባሕነት ህዝብና ንምርግጋፅ ዳግም ቃል ንኣትወሉ ንኽኸውን ይምነ” ኢለን፡፡
በዓል ፍቼ ጨምበላላ ናይ ሰላምን ሓጎስን ንኽኸውን እውን ሰናይ ትምኒተን ገሊፀን፡