ኣብ ክልል ኦሮሚያ 5 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ይሰናዳእ ከም ዘሎ ቢሮሕርሻ እቲ ክልል አመልኪቱ

68


ኣዲስ ኣበባ/ መጋቢት/25/ 2016 /ኢዜአ/ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንዝቕፅል ክረምቲ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 5 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ናይ ምስንዳእ ስራሕቲ እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ሓቢሩ።

2016 . መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ኩለን ዞባታት እቲ ክልል 5 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ናይ ምፍላስ ስራሕ እናተወገነ ከምዝኾነ አፍሊጡ፡፡

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም