አብ ከተማ ሸገር ግድብ ህዳሰ አሰር ወሎዶና እዩ አብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ሓሳብ ውድድር ጉያ ተሳሊጡ







 

አዲስ አበባ / መጋቢት /22/2016/ኢዜአ/ አብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ሸገር "ግድብ ህዳሰና አሰር ወለዶና"አብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ሓሳብ ውድድር ጉያ ተሳሊጡ፡፡

ሓሙሽተ ኪሎሜትሮ ዝሽፍን ውድድር ጉያ ካብ ከተማ ሸገር ኩለን ከተማታት ዝተወፃፅኡ ተወዳደርትን ፍሉጣት አትሌታትን  ተሳቲፎም ፡፡

 

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም