ከንቲባ አዳነች አቤቤ ብልምዓት ካብ ዝነብርሉ ከባቢ ንዘተልዓሉ ነበርቲ ዓቐሚንዘይብሎም ወገናት ከምኡ እውን ንሃገረ ውዕለታ ንዘዋዓሉ ዠኸውን ህንፀት መንበሪ አባይቲ እምነ ሰረት አቐሚጠን

36


 

አዲስ አበባ/ መጋቢት /19/2016/ኢዜአ/ ከንቲባ አዳነች አቤቤ ብልምዓት ካብ ዝነብርሉ ከባቢ ንዘተልዓሉ ነበርቲ ዓቐሚን ዘይብሎም ወገናት ከምኡ እውን ንሃገረ ውዕለታ ንዘዋዓሉ ዠኸውን ህንፀት መንበሪ አባይቲ እምነ ሰረት አቐሚጠን ።

እምነ ሰረት ህንፀት ምነበሪ አባይቲ ዝዓረፈ አብ ንፋስ ስልክ ክፍለ ከተማ ላፍቶ እብ ከባቢ ለቡ እዩ።

እቶም  አብ 90 ማዕልትታት ዝህነፁ አባይቲ ባዓል ሓሙሽተ ደብሪ ሰለስተ ዘመናዊ ህንፃታት እዮም ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም