ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮቴሌኮም ኣብ ሙዝየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ዘስርሖ ማእኸል ኤክስፒሪየንስ ዑደት ገይሮም

54





 

እቲ ማእኸል ክእለትን ምህዞን መናእሰይ ዘተባብዐ፣ ኣብ ዲጂታል ስነ-ምህዳር ዝተዋፈሩ ተዋሳእቲ ሓደሽቲ ዲጂታል ቴክኖሎጂታት ብተግባር ዝፍትኑሉን ናብ ምህዞ ዝቕይሩሉ ምዃኑ ተሓቢሩ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም