ልምዓት ስርናይ መስኖ ሓጋይ ውሕስና ምግቢ ካብ ምርግጋፅ ብተወሳኺ ባህሊ ስራሕ እቲ ሓረስታይ ክቕይር ክኢሉ እዩ

29


 


ኣዳማ
/መጋቢት /18/2016 (ኢዜኣ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝሳለጥ ዘሎ ልምዓት ስርናይ መስኖ ሓጋይ ውሕስና ምግቢ ካብ ምርግጋፅ ብተወሳኺ ባህሊ ስራሕ እቲ ሓረስታይ ክቕየር ከምዝገበረ ሓለፍቲ ቤት ፅሕፈታት ዝተፈላለዩ ዞባታት እቲ ክልል ገሊፆም።

ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ብስፍሓት ካብ ዝተሳለጡን ውፅኢት ካብ ዝተረኸበሎምን ዓውድታት ልምዓት ስርናይ መስኖ ሓጋይ እቲ ሓደ እዩ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም