ጉዕዞ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ካብ ዝጀመርናሉ እዋን ጀሚሩ ከም ሃገር ወሳኒ ስጉሚታት ተጓዒዝና ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

51






 

ኣዲስ ኣበባ/ መጋቢት/17/ 2016 /ኢዜአ/ጉዕዞ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ካብ ዝጀመርናሉ እዋን ኣትሒዙ ከም ሃገር ወሳኒ ስጉሚታት ተጓዒዝና ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(/) ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ "ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025" ንመሃዝቲ ሰባት ድጋፍ ብምሃብን ንጉዕዞ ዲጂታል ዘጠዓዕሙ ኩነታት ብምፍጣርን ኣብ ዲጂታል ኢኮኖሚ ንክነጥፉ ዓቕሚ ኮይኑና ኢዩ ኢሎም።

ሎሚ ዝገበርናዮ ገምጋም ብድሆታትና ንምፍታሽ ኢሉ እውን እወንታዊ ውፅኢታትና ክብ ንምባል ዕድል ፈጢሩ ኢዩ ኢሎም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም