300 ሚሊዮን ዶላር ካፒታል ዘመዝገበ ኩባንያ ቻይና ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንምፍራይ ድልየት ከምዘለዎ ገሊፁ

32



 

አዲስ አበባ/መጋቢት/17/2016/ኢዜአ/ 300 ሚሊዮን ዶላር ካፒታል ኢንቨስትመንት ዘመዝገበ ዌንዡ ኒክሲን ትሬዲንግ ዝተብሃለ ኩባንያ ኣብ ውሽጢፓርክታት ኢንዱስትሪ ወረቐት ናይ ምፍራይ ድልየት ከምዘለዎ ገሊፁ።

ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ ምስ ኣመራርሓታት እቲ ኩባንያ ዘትዮም።

ኣመራርሓታት እቲ ኩባንያ ብዛዕባ ትልሚ ኢንቨስትመንቶም ዝርዝር መረዳእታ ዘቕረቡ እንትኸውን ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክሊሉ ታደሰ እቲ ኮርፖሬሽን ዘይቋረፅ ድጋፍ ከምዝገብር ምርግጋፆም መረዳእታ እቲ ኮርፖሬሽን የመላኽት።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም