ስራሓቲ ሓምለዋይ አሰር


ኢትዮጵያ
ስራሓቲ ሓምለዋይ አሰር ፈልሲታት ካብ ምትካል ሓሊፉ ዝነበሩ አግራባትን ብዝሃ ህይወትን ብልዑል ጥንቃቐ ምሕላው፣ ዝተጎድኡን ዝዓረቑን መልክኣ ምድሪታት ህይወት ክላበሱ ምግባር ኢሉ እውን ስርዓት ተፈጥሮ ከባቢና ናይ ምድንፋዕ ስራሕ ዝምልከት ኢዩ።

 ናይ ሎሚ ዘበን እዋን ፈልሲ ምትካል ተኸላ  እዋኑ ይቀራረብ ብምሕላዉ ፈልሲታት ብልዑል ጥንቃቐ እናተዳለዉ ይርከቡ።" - ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (/)

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም