ኣትሌት ዘውዲቱ ኣደራው ኣብ ፍርቂ ማራቶን ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኣ

 

ኣዲስ ኣበባ/ መጋቢት/13/ 2016 /ኢዜአ/ኣብ መበል 13 መላእ ፀወታታ ኣፍሪካ ብፍርቂ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ዘውዲቱ ኣደራው 2ይቲ ብምውፃእ ንሃገራ ሜዳሊያ ብሩር ክተምፅእ ክኢላ፡፡

ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ ውድድር 20 ኪሎ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ እናተኻየደ እንትኸውን÷ ኣትሌታት ተሰማ መኮነን፣ ማስረሻ ብሪን ሃፍታሙ ኣባዲ ኢትዮጵያ ብምውካል እናተወዳደሩ ይርከቡ፡፡

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም