ኢትዮጵያ ብውድድር ጉያ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ወሲዳ


ኣዲስ ኣበባ/ መጋቢት/ 2016 /ኢዜአ/ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ብውድድር ጉያ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ወሲዳ።

ኣብቲ ውድድር ውዴ ከፍያለው፣ ተኬን ኣማረ ብቕደም ሰዓብ ካልኣይን ሳልሳይን ብምውፃእ እቶም ሜዳሊያታት ንሃገረን ኣምፂአን።

ከምኡውን ኣበሩ ኣያና ኣብቲ ውድድር መበል ራብዓይ ደረጃ ከምዝሓዘት ተገሊፁ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም