ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ጉያ መሰናክል ደቂ ኣኒስቲዮ ብ3 ሺሕ ሜትሮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ/ መጋቢት/12/ 2016 /ኢዜአ/ኣትሌት ሎሚ ሙለታ ኣብ ውድድር ጉያ መሰናክል ደቂ ኣኒስቲዮብ 3 ሺሕ ሜትሮ ንሃገራ ሜዳሊያ ነሓስ ኣርኪባ።

እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት 9 ደቒቓ 26 ሰከንድን 63 ማይክሮ ሰከንድን ብምእታው መበል ሳልሰይቲ ወፂኣ።

ከምኡውን ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁን ፍሬሕይወት ገሰሰን ራብዓይን ሓምሻይን ደረጃ ብምሓዝ ውድድረን ዛዚመን።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም