ኣትሌት ምስጋናው ብውድድር ስጉሚ 20 ኪሎሜትሮ 5ይ ሜዳሊያ ወርቂ ንሃገሩ አምፂኡ


 

ኣዲስ ኣበባ/ መጋቢት/11/ 2016 /ኢዜአ/ኣብ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ 20 ኪሎ ሜትሮ ኣብ ዝተገበረ ውድድር ስጉሚ ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ምስጋናው ዋቁማ 5 ሜዳሊያ ወርቂ ንኢትዮጵያ ኣመዝጊቡ፡፡

ኣብ ተመሳሳሊ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ድማ ኣትሌት ስንታየሁ ማስሬ ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ሜዳሊያ ብሩር ንሃገራ ከምዘመዝገበት ሓበሬታ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም