ኣብ 10 ሽሕ ሜትር ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ስዒሮም

 

ኣብቲ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ኣብ 10 ሽሕ ሜትር ደቂ ተባዕትዮ ንብረት መላክን ገመቹ ዲዳን ኢትዮጵያ ወርቅን ብሪን ሜዳልያ ንኽትዕወት ገይሮም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም