ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ/ መጋቢት/10/ 2016 /ኢዜአ/ኣብ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ 5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑወን።

ኣትሌት መዲና ኢሳ ነቲ ርሕቐት ቀዳመይቲ ብምውፃእ ንሃገራ ሜዳልያ ወርቂ ኣምፅኣ።

ኣብቲ ርሕቐት ኣትሌት ብርቱካን ሞላ 2 ኣትሌት መልክናት ውዱ 3 ደረጃ ብመሓዝ ሜዳልያ ብሩር ነሓስን ኣምፂአን።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም