መበል 13 ፅዋዕ መላእ ኣፍሪካ ተኸፊቱ




ኣዲስ ኣበባ/የካቲት/30/ 2016 /ኢዜአ/ክሳብ 13 መጋቢት 2016 . ዝፀንሕ መበል 13 ፅዋዕ መላእ ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ጋና፣ ኣክራ ብዕሊ ተኸፊቱ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣኩፋ ዶን፣ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት፣ ኮሚሽነራት ሕብረት ኣፍሪካን ካልኦት ኣጋይሽን ተረኺቦም።

ኣብቲ ፀወታ፥ 54 ሃገራት ኣፍሪካ 29 ዓይነታት ስፖርት ከምዝሳተፉ መግላፁ ኣብ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርቲን ፌዴሪኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም