ጉባኤ ሳይበር ድሕንነትን ስግግር ዲጂታልን ፅባሕ አብ ከተማ አዲስ አበባ ክጅመር እዩ

66


 

አዲስ አበባ/ የካቲት /25/2016(ኢዜአ)ምምሕዳር ድሕንነት መረብ ኢንፎርሜሽን ምስ ማሕበር ድሕንነት ሳይበር ብምኹን ዘሰናድይዎ ጉባኤ ሳይበር ድሕንነትን ስግግር ዲጂታልን ፅባሕ አብ ከተማ አዲስ አበባ ክጅመር እዩ

አብ እቲ ፅባሕ ዝክፈት ጉባኤ ዝተፈላለዩ መፅናዕታዊ ፁሑፋት ክቅርቡ እዮም ተባሂሉ ትፅቢት ይግበር

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም