ዋቸሞ ዩኒቨርሲቲ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ አመሪቁ


 

ኣዲስ ኣበባ /የካቲት/16/ 2016 /ኢዜአ/ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ዘሰልጠኖም 2 ሺሕን 447 ተምሃሮ አመሪቁ

ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ኣባላት ሴኔት እቲ ዩንቨርስቲ፣ ኣካቢ ቦርድ ዩንቨርስቲ ዋቸሞ ብርሃኑ ሌንጂሶ(/) ወለዲን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።

ንመበል 11 ግዘ ኣብ ዝተካየደ  ስነ ስርዓት ምረቓ፥ ብስሩዕን ተኸታታሊን ትምህርቲ 2 ሺሕን 306 ብካልኣይ ድግሪ 141 ተምሃሮ አመሪቁ አሎ

ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እቶም 43 ዶካትር ሕክምና፣ 272 መምህርነት ዝሰልጠኑ ኢዮም ተባሂሉ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም