አብ አጠቃቐማ በሪባሕሪ ዝጠመተ ዘተ አብ ዩኒቬርሲቲ አሶሳ ተጀሚሩ

65



 

አሶሳ/ የካቲት /16/2016 /ኢዜአ/ አብ አጠቃቐማ በሪባሕሪ ዝጠመተ ዘተ አብ ዩኒቬርሲቲ አሶሳ ይሳለጥ አሎ::

"በሪ ባሕሪ ንዘላቂ ሰላምን ልምዓትን ኢትዮጵያ" አብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ሓሳብ አብ አጠቃቅማ በሪ ባሕሪ ዝጠመተ ዘተ ሎሚ አብ ዩኒቬርሲቲ አሶሳ ምክያድ ጀሚሩ አሎ

አብቲ መድረክ ዘተ ዝተፈላለዩ መፅናዕታዊ ፁሑፋት ሙሁራን እናቅረቡ እዮም። ከም ሓበሬታ ፕረዝዳንት እቲ ዩኒቬርሲቲ ደክተር ከማል አብዱራህም

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም