አብ አፍሪካ ዘላቂ ሰላም ንምዕሳል ዲሞክራሲያዊ ባህሊስግግረ ስልጠን ምጉልባት ይግባእ-አቦ ምንበረ ኮሚሽን ሕብረት አፍሪካ

79


 

አዲስ አበባ/ የካቲት/ 9/2016/ኢዜአ/  አብ አፍሪካ ዘላቂ ሰላም ንምዕሳል ዲሞክራሲያዊ ባህሊስግግረ ስልጠን ምጉልባትከም ዝግባእ ክብሉ አቦ ምንበረ ኮሚሽን ሕብረት አፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማሃማት ገሊፆመ

አቦ ምንበረ ኮሚሽን ሕብረት አፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማሃማት አብ መክፈቲ መደረኦም ፖለቲካውን ኢኮኖሚያዊን ፅገማት አብ ልዕሊ አፍሪካ ፈተንቲ ኮይናም አለዉ

ኣፍሪካ ብ ዓለም ለኸ ትካላት ዝግበኣ ቦታ ነክትረክብ ሕብረት ኣፍሪካን ኣባላት ሃገራትን ጠንኪሮም ክሰርሑ ኣለዎም ዝበሉ እቶም አቦ ምንበር ኣፍሪካ ብ ዓለም ለኸ ትካላት ዝግበኣ ቦታ ነክትረክብ ሕብረት ኣፍሪካን ኣባላት ሃገራትን ጠንኪሮም ክሰርሑ ኣለዎም ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሓመት አመልኪቶም።

እቶም ኮሚሽነር ኣብ ስነስርዓት መኽፈቲ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ኣፍሪካ ሐዚ ዘላትሉ ስእነት ሰላም ጠመተ ብምግባር ተዛሪቦም።

ኣፍሪካ ጠንካራ፣ ሰላማዊትን ዝማዕበለትን ንክትከውን ኩሎም ኣካላት ኢድ ንኢድ ብምትሕሓዝ ክሰርሑ ኣለዎም ኢሎም።

በቢእዋኑ እናተበራኸቱ ዝመፅኡ ዕልዋ መንግስታትን ብዕጡቓት ሓይልታት ዝግበር ጎንፂን እታ ኣህጉር ንቕድሚት ከይትግስግስ ከምዝቐየድዋ ገሊፆም።

ሓድነታ ነፃነታ ዝሓለወት አፍሪካ ክውን ንምግባር ኩሉ ናይ ወገኑ ፃዕሪ ክገብር ከምዘለዎ አገንዚቦም

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም