ብዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ክስነ እዩ ተባሂሉ ትፅቢት ዝግበረሉ መበል 44 ጉባኤ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ

81

 

ኣዲስ ኣበባ /ካቲት/6/ 2016 /ኢዜአ/ብዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ክስነ እዩ  ተባሂሉ ትፅቢት ዝግበረሉ መበል 44 ጉባኤ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ።

ኣብቲ ጉባኤ ንመበል 37  ኣጀንዳ ጉባኤ መራሕቲ  ምርቃቕ ሓዊሱ ዝተፋላለዩ ርእሰ ጉዳያት ከምዝለዓሉ መርሃ ግብሪ እቲ ሕብረት የመላክት።

ኣብቲ ጉባኤ ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ብተወሳኺ ዓለም ለኸ ትካላትን ካልኦት ሃገራትን ከምዝሳተፉ ትፅቢት ይግበር።

ከምዚ ዓይነት ጉባኤታት ነአሰናዳእቲ ሃገራት ኣብ ኮንፈረንስ ቱሪዝም ዘለዎም ግደ ዕዙዝ ከምዝኾነ ይፍለጥ፡፡

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም