ባዓል ዳውሮ  ኣልሚዕኻ ንመስሕብ ቱሪዝም ምምችቻው ይግባእ-ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ



ኣዲስ ኣበባ/ ለካቲት/2/ 2016 /ኢዜአ/መለወጢ ዘመን ባዓል ዳውሮ  ኣልሚዕኻ ቱሪዝም ምዕዳም ንረብሓ ጠጠው ምባል ይግባእ ክብላ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ገሊፀን።

በዓል ዳራሮ  " ክብሪ ንሓርበኛታት ሓረስቶትና ዳራሮ ንሓድነትና " ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ዲላ ተኸቢሩ።

ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፥ ዳራሮ ካብ ዘበን መለወጢ ብተወሳኺ ብብዙሓት ዝረብሑ ክብሪታት ዝተዓጀበ ሀዝባዊ መሰረት ዘለዎ በዓል ኢዩ ኢለን።

ብመሰረት እዚ ኣብ ዩኔስኮ ከምዝተመዝገበ ኣብሪሀን።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም