ናይ ኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት ንዘህነፆ ዘመናዊ ኮምፕሌክስ ሚድያ ሎሚ ከመርቕ 'ዩ

67

 አዲስ አበባ/ጥሪ/21/2016/ኢዜአ/ ናይ ኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት ንዘህነፆ ዘመናዊ ኮምፕሌክስ ሚድያ ሎሚ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ከመርቕ 'ዩ።

እቲ ኮምፕሌክስ ሚድያ እዚ ዘመን ዝጠልቦ ቴክኖሎጂ ሚድያ ዘማልአ እንትኸውን ሰለስተ ናይ ቴሌቭዥንን ኣርባዕተ ናይ ሬድዮን ዘመናዊ ስቱዲዮታት ኣለዉዎ።

ብተወሳኺ ንግልጋሎት ቢሮ ዝኾኑ ብርክት ዝበሉ ክፍልታት፣ መአከቢ ኣዳራሻት፣ ቤተ-መፅሓፍቲ፣ መዘናግዒ ማእኸልን ዘመናዊ ጂምናዝየምን ዘካተተ 'ዩ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም