ሎሚ ዘበን ልዕሊ 2 ቢልዮን ቡና፣ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ፍራምረን ልዕሊ 400 ሚልዮን ተኽሊ ቆፅሊ ሻሂን ምድላው ተጀሚሩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

92



 

ኣዲስ ኣበባ/ታሕሳስ/ 26/2016 (ኢዜኣ) ሎሚ ዘበን ልዕሊ 2 ቢልዮን ቡና፣ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ፍራምረን ልዕሊ 400 ሚልዮን ተኽሊ ቆፅሊ ሻሂን ምድላው ከምዝተጀመረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (/) ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽተ፤ ̎ክሳብ ሕዚ ካብ ዝነበረና ብዝለዓለ ብምምሕያሽ ኣብ ቡና፣ፍራምረን ቆፅሊ ሻሂን ዝጠመተ ምድላው እናገበርና ኢና̎ኢሎም።

እዚ ብዝግባእ ተኺልና ናብ ፍርያት ምስኣዕበናዮ ኣብ ሓፈሻዊ ዕቤት ኢኮኖሚናን ሓለዋ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ዝህልዎ እጃም ልዑል ክኸውን እዩ ክብሉ እውን ገሊፆም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም