ኣብ ጃፓን ብዘጋጠመ ርእደ ምድሪ ዛጊድ ልዕሊ40 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

88


 

ኣዲስ ኣበባ/ ታሕሳስ/23/ 2016 /ኢዜአ/ኣብ ጃፓን ብዘጋጠመ ርእደ ምድሪ ዛጊድ ልዕሊ40 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።

ኣስታት 1 ሺሕ ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን በቲ ፍርስራስ ዝተፀቐጡ ሰበት በህይወት ናይ ምድሓን ስራሕ ይሰርሑ ኣለዉ ተባሂሉ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ፉሚዮ ኪሺዳ እቲ ርእደ መሬት ብዙሕ ጉድኣት ከምዘስዓበ ተዛሪቦም።

ሰራዊት ጃፓን ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ሰባት፥ ምግቢ፣ ማይን ኮበርታን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ እታዎታት የቕርብ ከምዘሎ ቢቢሲ ፀብፂቡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም