ኣብ ክልል ትግራይ ፈተና 8ይ ክፍሊ ካብ 24 ክሳብ 26 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ክወሃብ ኢዩ


ኤጀንሲ ምርግጋፅ ፅሬት ትምህርቲ ዳይሬክቶሬት ምዘና ትምህርትን ብሄራዊ ፈተናታትን ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ፕሮግራም፥ ብሄራዊ ፈተና 8 ክፍሊ 2016 . ካብ 24 ክሳብ 26 ታሕሳስ 2016 . ከምዝወሃብ ምግላፁ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ክልል ትግራይ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም