ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ



 

ትሩፋት ሌማት ፀባ፣ ደርሆ፣ እንቁላሊሕ፣ መዓር፣ ዓሳን ምህርቲ ስጋን ንምምሕያሽ ሃገራዊ ፕሮግራም መንግስቲ ኮይኑ እናተተግበረ ይርከብ።

ኣብ 2015 . ምህርቲ ፀባ ፣ደርሆን መጠን ምህርቲ ስጋን ብመሰረት ትልሚ ፅቡቕ ውፅኢት ኣምፂኡ እዩ።

 ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት ዝበለፀ ንምስኻዕ ናይ ኩላህና ዘይተሓለለ ፃዕሪ የድሊ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም