ብሄራዊ ፓርክ ጨበራ ጩርጩራ





ብሄራዊ
ፓርክ ጨበራ ጩርጩራ ካብ ኣፍሪካ ዓበይቲ ዝበሃሉ መጥበውቲ እንስሳ ዘገዳም ከም ሓርማዝ፣ ጉማረ፣ ኣንበሳ፣ ዝርከቡሉ፤ ከምኡ እውን ብርክት ዝበሉ ኣዕዋፋት ዝፅለለ ኢዩ።

 ካብዚ ወፃእ ድማኢኳቶሪያል ሬይንፎረስትዝበሃል ብጣዕሚ ፅዑቕ ኣእዋማት ዝርከቡሉ ሓለሓሊፉ ድማ ሳዕሪ ላኻ ዘለዎን ተዘሪቡ ዘይውዳእ ፀጋን ፍስሃን ዝምልኦ እዩ

 እቲ ከባቢ ብተፈጥሮ ዝተዓደለ ንልምዓት ኢንቨስትመንትን ቱሪዝምን ዝኸውን ሃፍታም ከባቢ ኢዩ - ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (/)

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም